Duration 13:4

ቑ2 ኣደይ ኣላይ - ፅቡቕ ግብሪ ንክፉእ ግዜ ስንቂ እዩ

28 175 watched
0
1.3 K
Published 2019/12/08

ብሰናይ ሓልዮተንን ተግብረንን ንብዙሓት ደቂ ሽረ መዕረፊን መፅለሊን ዝነበራ ኣደይ ኣላይ ኣብ ከቢድ ጥዕናዊ ፀገም ብምውዳቐን ሓገዝ ከምዘድልየን ውሻጠና ሚድያ ኣጋዊሑለን ከምዝነበረ ይፍለጥ። እንሆ “ፅቡቕ ግብሪ ንክፉእ ግዜ ስንቂ እዩ” ዝብል ምስላ ወለዲ ሓቂ ኮይኑ ደስስስስ!!! ዝብል ወረ ሒዝናልኩም መፂና ኣለና ተኸታተሉና።

Category

Show more

Comments - 115