Duration 1:9:43

5ይን ናይ መወዳእታ ክፋል ካብ ዝኽርታት ኣባላት ምልክት ህዝባዊ ግንባር

1 384 watched
0
70
Published 2021/07/14

ካብ ዝኽርታት ኣባላት ምልክት ህዝባዊ ግንባር 5ይን ናይ መወዳእታ ክፋል። ኣብዚ 5ይ ክፋል ፡ ኣብ ኦማል ፡ ኣምባ፡ ዓደ ጓልዕ፡ ዓዲ ጸጸርን ደበኖን ዝነበረ ንጥፈታት ምልክትን ብድሆታቱን ከመይ ነይሩ ካብቶም ምስ ኦም ዝሰፍሩ ዝነበሩ እንስሳ ዘግዳምከ በዓል መን ነይሮም፧ ዕጥቂ ምልክትከ ኣየኖት ኢዮም ነይሮም፧ ዝብል ከካፍሉና ኢዮም። ሰናይ ምክትታል ።

Category

Show more

Comments - 13