Duration 7:44

ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን

80 watched
0
4
Published 2022/01/21

ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና * ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ፤ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን፡ * ሰራዊት ኤርትራ ናብ ክልል ኦሮምያ መሊሶም ከምዝኣተዉ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ፡ * ፕሮግራም መግቢ ዓለም ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝቕጽል ደብዳብ ምክፍፋል ረዲኤት ከቋርጾ ከምዝግደድ ኣጠንቂቑ፡ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝነበሩ ትካላት ረድኤት ድሮ ስራሕቶም ከምዘቋረጹ ገሊጾም ኣለዉ፡* ኢትዮጵያ ካብ ናይ ኣሜሪካ ዕድል ንግዲ ናጻ ቀረጽን ኮታን ካብ ትእገድ ፍርቂ ወርሒ ከይመልኣ ን64% ውጽኢታት ቆርበት መሸጢ ዕዳጋ ከምዝሰኣነትሎም ገሊጻ https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/audio/homeland-news-17-01-2022

Category

Show more

Comments - 0