Duration 2:3:37

ስርዓት ኢሳያስ ስለዝጸላእካ፡ ሃገር ክወርር ንዝደሊ ሓይሊ ምድጋፍ July -4 -2021

8 827 watched
0
149
Published 2021/07/05

News&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara​#AsmaraERITRAN​# GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ:: For More Video Please SUBSCRIBE Here /channel/UCRkZ...� �� theasmeraeritrea@gmail.com © 2021 Copyright_Gize ግዜ Media

Category

Show more

Comments - 54
  • @
    @tsehayyebio9763 years ago Yes Brother today Eritrea tomorrow Eritrea God bless you my Sweetheart Country Eritrea::
  • @
    @mohamedali-bakhit16623 years ago Brother Negasy,
    Today you have a good topic , and your explanation was brilliant and mature. Eritrea for Eritreans 🇪🇷🇪🇷👈🇪🇷💪💪💕
    We have to stand and Respect our sovereign and our martyrs:: ::
    اهلا بيك يا ود علي قدر 💪🇪🇷💕💕
    ...
  • @
    @yemanegebremedhin18413 years ago ኩሉ ከም ዝበልካየ ወያነን እቲ ዓቢ ምክፍፋል ዝገብሩ ዝነበሩ ብወገን ዓሌት ዝመቅሉና ዝነበሩ ብሃሱሳት ኤርትራውያን ጌሮም ብዙሕ ሰሪሖም ግን ኣምላኽውን ግን ናይህዝቢ ኤርትራ ግርህነትና ሪኡ ቀዲሞምና ከይዶም ዝኼዓትካያ ጉድጓድ ተመሊስካ በዓልኻ ትኣትዋ 4
  • @
    @rutamr35793 years ago Awraja haymanot zesasi hbret kab dunkurna halifu kalie turgum yeblun Thanks dear brother tabae kulu gza
  • @
    @tsegaygebru95343 years ago ነገር ፍለፍለ ኢያ ኮይና ዘላ ቀጽሎ ድኣ መንነትካ ኣግህደሉ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብዛ ቃልሲ ኣሽሓት ሮቦት ህግደፍዮም ዝቃልዑ ዘለው ግርም ጌርካ ተቓላዕ ሰብ ይፍለጥካ። 2
  • @
    @abrahamberhane60073 years ago I am sorry I did not understand a dot on what you trying to say. Just going round like ISAYAS Afeworki. 3
  • @
    @ibnegash3 years ago ሓው ነጋሲ እዚ ኹሉ ዝበልካዮ ሓቒ እዩ፣ ጹቡቅ ገይርካ ካብ መጀመርያ ክሳብ`ዚ ሕጂ ዘሎ ጊዜ ናይ ወያነ ተግባራት ገሊጽካዮ ኣጆኻ ቐጽሎ እየ ዝብለካ። 1
  • @
    @melona14033 years ago Betry Haks Tketn Ember Aitisbern Kem Zibehal Kulu Etihaki Esu Iyu
  • @
    @kinenahabena11723 years ago Weyane tewagiom hizbi zmerexo mengisti ab Asmara kopf keblilkum tihasbu ente dea halikum ertrawi yihmel alo tray iyu zebleka. 2
  • @
    @abogida6693 years ago Beal nisikum ab maekelikum Gebabil afrikum bitaemy tehzinu men eintay eiyu keybelikum Delay fithy 1
  • @
    @lasksegid89263 years ago ነጋሲ ብንጹር ሽግርና ውሻዊን ደጋዊን እዩ እቲ ዘይፍታሕ ቀዋሚ ሽግር ዘይናቶም ዘይመረቶም ዘይባሕሮም ብስልጣን ሃብቲ ኢትዮጵያ ሰኽሮም ወያኒ ኤርትራዊ መንነት እዩ ሽግርና ትግራይ ክትዓቢ ኤርትራ ክትጠፍእ ኣለዋ እሎም ሰርሖም 1
  • @
    @kinenahabena11723 years ago xbuq aloka Negasi bwegeney weyane ab meret ertra selam kemixie zeykones kemta nethiopia ab zeyere nay alet azeqti yeetiyoma zelewu ab ertra kidegmwo emo meretan bahran miquxixar tray iyu. 1
  • @
    @kinenahabena11723 years ago mircha kemu dyu kem beal arena dwt aglilka ztegebre mircha. 1
  • @
    @yorsaliemgebremeskel36223 years ago እቶም ደለይቲ ፍትሒ መሲልኩም ትቀርቡ ዝነበርኩም ደገፍቲ ህግደፍ ጓል መንገዲ ዝኮነ ዘረባ እንዳምፃኩም ሰብ አይትረብሹ ን ስርዓት ኢሳያስ ስለ ዝፀላእካ ሃገር ክወርር ንዝደሊ ሓይሊ ምድጋፍ ጉቡእ አይኮነን ትብልሲ እዞም ን ህዝቢ ኤርትራ ዝቀትሉ ዘሳቅዩ ዘለዉ ከ ኤርትራውያን ድዮም ማለት ኢሳያስ፥ ሓጎስ ክሻ፡ የማነ ሞንኪ፥ የማነ ቻርሊ ካሎኦትን ፅቡቅ ገርካ ትፈልጦም ኢካ ደቅ ሃገር ከምዘይኮኑ ሃገር ካብ ትውረር 30 ዓመት ገራን ኣላን ሓንቲ ሃገር በዘይ ደቂ ሃገር ብሓይሊ ትግዛእ እንድሕር አላ ተወሪራ ዶ አይኮነትን ዝብሃል ደጋፊ ናይ እቲ ስርዓት ሙካንካ ክትሓብእ ዋላካ እንተፈተንካ እቲ ሓቂ በጨቅ ይብለካ አሎ። ... 1
  • @
    @hagereyhagersemaatat43553 years ago Etom bhizibin hagerun zeqedm delay ftihi bhade zeytiserhu emberkes hiji kulu tegahidu eyu beziom ztalel yelen negasi
  • @
    @mohamedali-bakhit16623 years ago الاخ نقاسي، واصل نشاطك بالتوفيق . ثانيا لو تعرف قراءة بالعربي هناك كتاب بالعربي يشرح الحرب بين ارتريا واثيوبيا ١٩٩٩ ، هي حرب خفية إدارتها الوياني لضرب الشعب الارتري واخذ اجزاء من ارتريا ومن ارض السودان وجزؤ من اراضي اثيوبيا والقايت وحمرة ، وجزؤ من سرايا واكلوقزاي وميناء عصب عشان يعملوا جمهورية تقراي الكبري . شكرا ...
  • @
    @brahnesium63 years ago Nisika Esuni Nayi Watanq mikanika Ti,ifalitaka Nifaliti ena zayi fakitaka gina hasika Tifiten Lokimasi
  • @
    @habtukidane31783 years ago እኪትነት ኣመራርሓ ወያነ መጸጸጽ ድበዝሖ ሚስጡር ግን ድማ ንህዝብን ንተጋደልትን ንውድባትን ዝለከመ ዝረመሰ ፡ እንተላይ ንውድቦም ንህዝቦም መሬት ዘልሓሰ ምኻኑ ከስተንትኑ ካብቶም ንንዋራ ዝደሓኑ መራሕቶም ሰሚዕናዮ' ለና ፡
    />እምበር ግዜ ሂብዎምሲ ፥
    1 ጀብሃ ጻዕዳ ጻድቕ ሰራዊት ሓርነት ተሃጂሙ ናብ ስደት ተዓዚሩ
    2 ሻዕብያ ህዝባዊ ሰራዊት ተደጊሙ ዋርሳይ ተለኪሙ
    3 ተጋድሎ ሓርነት ትግራይ ብቓጻ ተቐንጺሉ
    4 ኢድዩ ኢትዮጵያዊ ውድብ ተደሲቑ
    5 ኢፒኣርፒ ተቖሽሚዱ ንስደት ተፈሪዱ
    6 ምንቅስቓስ ኦጋዴን ተዘቢጡ ተኣርቢዱ
    7 ኦሮሞ ከርዲንካ ተኸርዲዱ ተሓምቲሉ ፥ ማለተይሲ ብኣነ ብጹእየ ንስኻ ግን ሓጥእ ኢኻ ከም ማለት ሂወት ኣሽሓት ምልምላት መንእሰያት ግዳይ ኮይኑ ፡ እሞ ሕጂ እዚ ወሪድዎም ደሎ ሰለሎ ውጽኢት ዝተዋህለለ ጸኒሓዊ ሓጥያቶም ኮይኑ ተሰሚዕኒ ።
    ግበራሞ ግበራ ዳሕራይ ብመስፈሪትክን ትስፈራ' ዩ ነገሩ !!!
    ...
  • @
    @sabahaile92393 years ago ነጋሲ ሓወይ። ሕውሓት ትማልን ሎምን ጸላኢ ቃልሲ ኤርትራ እዮም። ህዝቢ ትግራይ ግዳይ እዪ። ኤርትራ ብኤርትራውያን ዝብል ቃልሲ እዩ እቲ ሓቀኛ:: ኣጆኻ እንዳተጋገኻ ኣብ ቁኑዕ መስመር ዝኽየድ።
  • @
    @tsegaygebru95343 years ago ንኢሳያስ ስለ ዝጸላእና እወ ምስ ሰይጣንኳ ተምሓዚና ክንኣልዮ ኢና ካብ ኢሳያስ ዝኸፍእዶ ኣሎ ኢዩ ኣብ ዓለም ክቡር ሓውና። 3
  • @
    @afewerkemha28943 years ago ሓው ሰረቀ
    ቅድሚ ሕጂ ክትዕንቀፍ ኣስተብሂለ ለካስ ሓንካስ ኢኻ። ብዛዕባ ንቅሓት ትመጻደቅ፡ እቲ ኣብ ኤርትራውያን ዘሎ ጸገም ፍርሒ ፣ ተወፋይነት ዘይምህላው ኢዩ፣ ኩሉ ክሓልፍ ሰለዝኾነ ኣስማት ውልቀ ሰባት እናጠቀስካ ምቁንጻብ አየምሕረልካን፣ ሕሰበሉ። ።"ንሕና"ትብሉ በዚሕኩምዶ?
  • @
    @tsegaygebru95343 years ago Yemane Ghebremedhin
    ስንፍናኻ ትገልጽ ከም ዘሎኻዶ ይርድኣካሎ ብወያነ ትበታተን ትፍለ ካብ ርእስኻ ሓሳብ ኣቢቊልካ ክትተሓቛቚፍ ዘይትኽእል ድኣ ወያነ እንታይ ገዲሱዎ ንሓደ ዘይረብሕ ህዝቢ ክድግፍ ዝደክም ስርሑ ዘይገብር።
    ኢሳያስውን እዚ ፈሊጡ ኢዩ ዝረብሑ ኣይኮኑን ኢሉ ንኣብይ ኣሕመድ ሃገር ተረከበኒ ኣምሓድራ ሓደ ኢና ንደመር በጃኻ ኢሉ ከም ዘኽታም ዝተላበወልካ ውጹዕ ምዓረይ እስኻ በውራጃ ሃይማኖት ወገን ክትቋዮቕ ወያነን ህግደፍን ስርሖም ይገብሩ ኣይትወቀስ ኣይትሕመ ከምኣቶም ስራሕካ ግበር ህዝብኻን ህገርካን ኣድሕን።
    ...
  • @
    @mahletyacob98103 years ago Aye negasy segerm eyu bsereba rebribna ena eritrawian abey alekum .lomy sereba tmaly sereba ygerm menti delay fthy abey alew deksu dea ferahat entay ngber tblu zehay yqarbekum alo. Kulu kentu tebaqat ahwat yeblnan kulu sereba kumneger bado ...
  • @
    @shewithagos80623 years ago You don't have the guts to down Esayas Afekaka, and please fkng compare yourself to Tigray people (WOYANE) they are a HERO of all the world.
  • @
    @victorfreedom19673 years ago ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሞት ምእሳር ጭኮና ድኽነት ምብትታንን ሓሳረ መከራን ከመይ ኢኻ ትርደኦ? ሃገር
    እንታይዶ ተሪፉዋ እዩ :: ድሕሪ ናይ ሰላሳ ዓመታት ዓፈናን ጭኮናን መንነትና ኣጥፊኡ ምስ ኢትዮጵያ
    ክድምረና ዝተረፎ የለን :: ደጊም ኣብ
    ምህላውን ዘይምህላውን መዋጥር
    ኢና ዘለና :: "ንስርዓት ኢሳያስ ስለዝጸላእካ" ዝበልካዮ ግን ዘገርም
    ኢዩ :: ኣብ ህዝቢ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ ምንእኣስ'ዩ ::
    እንታዩ ናትካ ኣማራጺ? ኢሳያስ ይቕተለና ይምሓረና ይግዝኣና?
    ናትና ሕመቕ ኣብዚ ኣብጺሑና 'ሎ
    ንዝኾነ ዝመጽእ ሓሳባት ብጭውነት
    ንመያየጥ:: my way or the highway ዝብል ኣጕል ፍልስፍና
    ኣይሰርሕን'ዩ ::
    .
    ...
  • @
    @nifthiharneteritrea39893 years ago ብጣዕማ ዘሕዘን እዩ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ብሀልቲ ጥር ኢሎም አብ ሕቀፎ ኢሰያሰ ምውደቅ ሀገር ዘውረረ ኢሰያሰ አዩ አብ ጎኒ አምሐራ ኮይኑ መንእሰያት ኤርትራ አንጻር ህዝበ ትግራይ ዝወረረ አበ ህዝቢ ትግራይ ዕንወተን ሰረቀን ዓመጸን ገሩ ሎማ አድሐንቲ ኢሰያሰ ክትከውን ምፍታን ሕፍረት የብልኩሙን። 1
  • @
    @asmaraeritrea77023 years ago you have only 29 comments from 6,000,000 million...(Eritreans)...
    is that ok with you?
    and most of them are not good.
    thanks
  • @
    @tsegaygebru95343 years ago ነጋሲ ኣይትጋገ መንዩ ወራሪ ኢሳያስዶ ኣይኮነን ንኢትዮጵያ ዓዲሙ ዘውርረካ ዘሎ? መትከልካ ፍለጥ ካብቶም ናጽነትካ ዝኣምኑ ተጋሩስ ተረከቡኒ ዝብሃሉ ዘሎው ኣምሓሩ ክድህኩኻ ትጉስጉስ ኣሎኻ ሕሰብ ልቢ ግበር ንህግደፍ ከተገልግል ኣይትድከም። 1
  • @
    @yonasteklay88353 years ago Dembe enklil. Abzi ewan n'klete hazbi Eritran tigrayn yet'f'e alo ezi hayli mejemerya kete'f'e alewo.
    Fitew xela'e eza hager ezi'a 130 edmi'a b'talyan zetemesetet iya. 130 amet wordetn megza'etin. Entay iyu Eritreawi eye ilka temekah zeleka? ...
    1
  • @
    @medeber00773 years ago ከም ተቃላሳይ እየ ዝፈልጠካ ነይረ ሕጂ ግን ናይ ሐቦቦካ መንገዲ ሕዝካ አነጺርካ ብራቦ ሕፍረት ድማ የብልካን ትዕድልቲ እዩ
  • @
    @brahnesium63 years ago Hasawi Nisika dani enitay Fitihe kitamisi Sqraki Polisi Nqber Nizayi Falitaka Balo
  • @
    @tewoldetesfay62513 years ago ስርዓት ውልቀ መላኪ ኢሰያስ ን30 ዓመት ህዝቢ ዘይመረጾ አብ ስልጣን ዝነብር ዘሎ ብድኽነትን ብድሕርነትን ብህኮትን ዘሳቒ ዘሎ ዲያብሎስ ንምንታይ ምስ ሐውና ህዝቢ ትግራይ ሐቢርና ናይ ሐባር ጸላኢና ምልጋስ ቅቡል ኢዩ።
  • @
    @teweldeberhantzeggai78543 years ago Firstly, thanks to you N. Secondly, for me TDF have full right and capacity to enter Eritrea and destroy Isayas' merceneries because they have invaded TIGRAI's territory and commited war crimes. The Eritrean Identity is made bastard or illegitimate by the inhuman culture introduced and imposed by the HGDF regime. A totally new culture and Identity is needed. And that will come only following the destruction of what we have now. See you soon in ASMARA!!! ...
  • @
    @tsegaygebru95343 years ago ንትግራይ ነቲ ነጻነትካ ዝኣምነልካን ዝኣምነልካን ከይወረካ ትቃወምን ትፈርሖን።
    ንኢሳያስ ነቲ ንዓኻ ኣብ ዘልኣለማዊ ስደት ዋላ ሬሳኻ ከም ዘይትቕበረላ ሃገርካ ዝኸልከለካ ህዝብኻ ብመርሸንትን ስደትን ድንቁርናን ድኽነትን ኣጽኒቱ ሃገርካ ኣምሓድሩዋ ኢሉ ህያብ ንዝሃበ ትድግፍ ከመይ ዝበሉኻ ኣምሰሉ ተቓዋሚ ትብሃል ወደይ ፡ንኢሳያስ እፈትዎን እድግፎንየ ዘይትብል ብሓጺሩ ኣግሂድካ ኮለል ከይበልካ ጉዳም ነጋሲ እብለካ ኣሎኹ። ...
  • @
    @nopenot40583 years ago agame sereqti, hassewti,lementi for the last 100+ years lementi so u moran agame stop claiming being eritrean ur agame we knew who you are agame can't be eritrean forever
  • @
    @mahletyacob98103 years ago Aye negasy segerm eyu bsereba rebribna ena eritrawian abey alekum .lomy sereba tmaly sereba ygerm menti delay fthy abey alew deksu dea ferahat entay ngber tblu zehay yqarbekum alo. Kulu kentu tebaqat ahwat yeblnan kulu sereba kumneger bado ...